Ferensai.com
French for Tigrinya speakers

ኣቆጻጽራ ኣሃዝ ፈረንሳ

ከም ኩሉ ቋንቋ ዘበለ፤ ኣሃዛት ፈረንሳ ንምምሃር ኣዝዮም ቀለልቲ ክፋል ናይቲ ቋንቋ እዮም፣ ኣብዚ ዝስዕብ ብድምጽን በጸሓሕፋን ከመይ ከም ዝመስሉ ይገልጽ።

ካብ 0 ሓደ ክሳብ 9 ኣብዚ ጽቐጥ
ካብ 10 ሓደ ክሳብ 19 ኣብዚ ጽቐጥ
ቁጽሪ ኣደማምጻ ብጽሑፍ ኣጸዋውዓ ብቋንቋ ፈረንሳ
0 zéro ዚኾ
1 un ኣን
2 deux ደ
3 trois ትዃ
4 quatre ካትኽ
5 cinq ሳንክ
6 six ሲስ
7 sept ሰት
8 huit ዊት
9 neuf ነፍ
10 dix ዲስ
11 onze ኦንዝ
12 douze ዱዝ
13 treize ትኸዝ
14 quatorze ካቶኽዝ
15 quinze ከንዝ
16 seize ሰዝ
17 dix-sept ዲሰት
18 dix-huit ዲዝዊት
19 dix-neuf ዲዝነፍ
20 vingt ቫን
21 vingt et un ቫን ኤ ኣ
22 vingt-deux ቫን ደ
23 vingt-trois ቫን ትዃ
24 vingt-quatre ቫን ካትኽ
25 vingt-cinq ቫን ሳንክ
26 vingt-six ቫን ሲስ
27 vingt-sept ቫን ሰት
28 vingt-huit ቫን ዊት
29 vingt-neuf ቫን ነፍ
30 trente ትኻን
31 trente et un ትኻን ኤ ኣ
40 quarante ካኾን
41 quarante et un ካኾን ኤ ኣ
50 cinquante ሳንኮንት
51 cinquante et un ሳንኮንት ኤ ኣ
60 soixante ስዋሶን
61 soixante et un ስዋሶን ኤ ኣ
70 septante ሰፕታን
80 huitante ዊታን
90 nonante ኖናንት
100 cent ሳን
101 cent un ሳን ኣ
200 deux cents ደ ሳን
300 trois cents ትዃ ሳን
400 quate cents ካትኽ ሳን
500 cinq cents ሴንክ ሳን
600 six cents ሲ ሳን
700 cept cents ሰት ሳን
800 huit cents ዊ ሳን
900 neuf cents ነፍ ሳን
1000 mille ሚል
10,000 dix mille ዲ ሚል
100,000 cent mille ሶን ሚል
1,000,000 un million ኣ ሚልዮን