ኣስማት ኣቕሑን፤ ዓይነት ገዛን
| la maison |
ላ ሜዞ |
ገዛ |
| chez moi |
ሸ'ሟ |
ገዛይ |
| la pièce, la salle |
ላ ፕየስ / ላ ሳል |
ክፍሊ |
| la cuisine |
ላ ኩዚን |
ክሽነ |
| la salle à manger |
ላ ሳል ኣን ማንዠ |
መመገቢ ክፍሊ |
| le bureau |
ለ ቢኾ |
ቢሮ / ኦፊስ |
| la salle de séjour, le salon |
ላ ሳል ደ ሰዡኽ |
ሳለን (ክፍሊ) |
| la chambre |
ላ ሻምብኽ |
መደቅቀሲ ክፍሊ |
| la salle de bain |
ላ'ሳል ደ'ባ |
ክፍሊ ናይ መሕጸቢ ነብሲ |
| la porte |
ላ ፖኽት |
ማዕጾ |
| le couloir |
ለ ኩልዋኽ |
ኣዳራሽ |
| un escalier |
ኣን እስካሊየ |
ኣስካላ |
| le porche |
ለ ፖኽሽ |
ኣፍደገ ገዛ / በረንዳ |
| le balcon |
ለ ባልኮ |
ባልኮኒ |
| le jardin |
ለ ዣኽዳ |
ጃርዲን |
| les meubles |
ለ መብል |
ገዛ እቕሑ |
| un meuble |
ኣን መብል |
ሓደ ናይ ገዛ ኣቕሓ |
| une affiche |
ኡን ኣፊሽ |
ስእሊ መንደቕ |
| une armoire, un placard |
ኡን ኣኽሙዋኽ |
ከረዴንሳ / ናይ ክዳን ሳንዱቕ |
| un bain, une baignoire |
ኡን ባ / ኡን ባኝዋኽ |
ናይ ነብሲ መሕጸቢ |
| un canapé |
ኣን ካናፐ |
ሶፋ |
| une chaîne stéréo |
ኡን ሸን ስቴኼዮ |
ቴፕ / ሙዚቃ መስምዒ |
| une chaise |
ኡን ሻዝ |
መምበር / ኮፍ መበሊ |
| une commode |
ኡን ኮሞድ |
ኮመዲኖ |
| une cuisinière |
ኡን ኩዚኔኽ |
ስቶቭ |
| une douche |
ኡን ዱሽ |
ነብስኻ ምሕጻብ |
| une étagère |
ኡን ኤታዤኽ |
ናይ መጽሓፍ መቐመጢ |
| un évier |
ኣን ኤቪየ |
ናይ ክሽነ ኣቕሓ መሕጸቢ |
| une fenêtre |
ኡን ፈነትኽ |
ፍኒስትራ |
| un four à micro-ondes |
ኡን ፉኽ ኣን ሚክኾ-ኦድ |
ፎርኖ |
| une imprimante |
ኡን ኣምፕኺማንት |
ፕሪንተር |
| une lampe |
ኡን ላምፕ |
መብራህቲ ናይ ኮመዲኖ |
| un lavabo |
ኡን ላቫቦ |
ናይ ነብጺ መሕጽቢ ባኞ |
| un lit |
ኡን ሊ |
ዓራት |
| une moquette |
ኡን ሞኬት |
ምንጻፍ |
| un miroir, une glace |
ኣን ሚኽዋ / ኡን ግላስ |
መስትያት / ቤትሮ |
| un mur |
ኣን ሙኽ |
መንደቕ |
| un ordinateur |
ኣን ኦኽዲናተኽ |
ኮምፒተር |
| un oreiller |
ኣን ኦኸይ |
መተርኣስ |
| le parquet, le sol |
ለ ፓኽከት፣ ለ ሶል |
መሬት |
| le plafond |
ለ ፕላፎን |
ቦለፎን |
| une porte |
ኡን ፖኽት |
ማዕጾ |
| un réfrigérateur |
ኡን ሬፍዤኻተኽ |
ፍሪጅ |
| un réveil |
ኡን ኼቨይ |
ናይ ኣላርም ሰዓት |
| un rideau |
ኡን ኺዱ |
ናይ ፍኒስትራ መኸወሊ ጨርቂ |
| une table |
ኡን ታብል |
ጣዉላ |
| un tapis |
ኡን ታፒ |
ምንጻፍ |
| un téléphone |
ኡን ቴሌፎን |
ቴለፎን |
| une télévision |
ኡን ቴሌቪዝዮን |
ተለቪዝዮን |
| une toilette |
ኡን ቷይለት |
ሽቓቕ |