Tigrigna
English
Español

ሓጺር መግለጺ ኣጀክቲቭ (ቅጽል)

ኣጀክቲቭ ማለት ንሓደ ስም ተወሳኺ ትርጉም ዘውህብ ቃል እዩ።

ስም ክንብል እንከለና ከም በዓል (ገዛ፣ ሬስቱራንት፥ ጣዉላ፥ ገረብ) ንዝኣመሰሉ ሽም ዘለዎም ነገራት ኮይኖም እቶም ኣጀክቲቭ ንብሎም ከኣ ነዞም ኣስማት ፍልይ ዝበለ ትርጉም ዝቡ እዮም፥ ንኣብነት ኣብዚ:

ቀይሕ ገዛ፥ ዓብይ ሬስቱራንት፥ ረጒድ ጣዉላ፥ ነዊሕ ገረብ ዝብሉ ቃላት ነቶም ኣስማት

ገዛ፣ ሬስቱራንት፥ ጣዉላ፥ ገረብ ዝብሉ ቃላት ኣጀክቲቭ ቀይሕ ዓብይ ረጒድ ነዊሕ ብምዉሳኽ ነቲ ቃላት ስፍሕ ብዝበለ መንገዲ ክንገልጾም ክኢልና፥ ብሓጺሩ ኣጀክቲቭ ዓይነት ናይቲ ንዛረበሉ ነገር ይገልጽ፥

ኣብ ፈረንሳይ ሓደ ኣጀክቲቭ ነቲ ዘመዓራርዮ ዘሎ ሽም ምስ ብዝሑን ጽታዊ ኣጸዋዉዑን ክሰማማዕ ኣለዎ፥ እዚ ማለት ሓደ ዓቢ ገዛ ንኽንብል (ዓቢ ማለት እቲ ኣጀክቲቭ) መጀመርታ ዓብይ ከመይ ይጽዋዕ ክንፈለጥ ኣለና ዓቢ grand ይበሃል ቀጺሉ ገዛ ብኸመይ ይጽዋዕ ክንፈልጥ ኣለና ፥ ገዛ maison ይበሃል; ገዛ ኣብ ፈረንሳይ ኣንስተይቲ እንተኾይና ነቲ ኣድጀክቲቭ e ንዉስኸሉ ተባቅዕታይ እንተኾይኑ ወላሓደ ኣይዉሰኾን፥ ስላዚ ሓደ ዓብይ ገዛ ንኽንብል un grande maison ንብል፥፥ ኣብዚ ንዕዘቢ

(1) grand (ዓቢ) እቲ ኣጀክቲቭ እዮ (2) maison ብናይ ኣንስተይቲ ኣጸዋዉዓ ስለዝጽዋዕ ነቲ grand ዝብል e ንዉስኸሉ እዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊጾም ዘለዉ፣ ዝተፈላልዩ ኣጀክቲቭ እዮም

ኣጀክቲቭ ኣባብባ ትርጉም
fâché ፋሸ ሕርቃን
méchant ሜሻን ተንኮለኛ
africain(e) ኣፍሪከን ኣፍሪቃዊ/ዊት
naïf ናይፍ ዓሻ
Algérien(ne) ኣልዠርየን ኣልጀርያዊ/ዊት
sportif ስፖርቲፍ ስፖርተኛ
Asiatique ኤሲያቲክ ኤስያዊ
mauvais ሕማቕ xxx
Annuyé ኣኑዬ ምሽቓል
beau ጽቡቕ
ouvert ኡቨኽ ክፉት (ደገ ዝወጽእ)
Brésilien(ne) ብኻዚልየን ብራዚላዊ/ዊት
courageux ኮኻዡ ደፋር
tranquille ትኻንኪል ሰላም (ዝመልኦ)
patriotique ፓትኽዮቲክ ሓርበኛ (ባዓዱ ዝግደስ)
froid ፍዃ ቁሪ
belle, jolie በል / ዦሊ ዝብቕቲ / ሽኮሪና
pleut ፕለ ዝናብ
Anglais(e) ኣብግለ እንግሊዛዊ/ዊት
European ኢኺፕየን ኢሮጵያዊ
Européen(ne) ኢኺፕየን ኢሮጵያዊት
frais ccc xxx
effrayé ኤፍኸየ ፍርሒ
ravi ኻቪ ብታሕጓስ
sérieux ccc xxx
Allemand(e) ኣልማን ጀርመናዊ/ዊት
épuisé ኤፑዘ ድኻም (ደኺመ)
petit ፐቲ ንእሽቶይ
Italien(ne) ኢታልየ ጥልያናዉ/ዊት
gros ግኾስ ረⷚድ
timide ቲሚድ ሓፋር
Japonais(e) ዣፖኑዝ ጃፓናዊ/ዊት
du brouillard ዱ ብሩያኽ ግመ
intelligent ኣንተለዣን በሊሕ / ንኡድ
gèle ዤል በረድ
neige ነዥ በረድ ዝናብ
amical ኣሚካል ሕዉስ / ፍቱው
navré ናቭኼ ቅረታ
drôle ድኾል መስሓቕ
corageux ኮኻጆ ሓቦኛ
beau, joli ቦ ዦሊ ጽቡቕ፤ ጽብቕቲ
fort ፎኽት ሓይሊ
heureux ኡኹ ታሕጓስ
travailleur ትኻቫየኽ ሰራሕተኛ
du soleil ዱ ሶለይ ጸሓይ
Américain(e) ኣሜኺከን ኣሜሪካዊ/ዊት
lourd ሉኽ ከቢድ
grand ግኾ ነዊሕ/ዓቢ
chaud ሾድ ዉዑይ
noir ንዋኽ ጸሊም
humide ኡሚድ ጥሉል
mince ሚንስ ቀጢን
impatient ኢምፓስየ ዓቕሊ ዘይብሉ
fatigué ፋቲግ ድኻም
pressé ፕኸሴ ተሃዊኸ / ታህዋኽ
laid ለይ ክፉእ መልክዕ
intéressant ኣንተኸሰ ኣገዳሲ / ኣገራሚ
froid ፍⷓ ቁሪ / ብቐሊሉ ዘይቀርብ ሰብ
gentil ጀንቲ ገርሂ / ጽቡቕ ጋባሪ
faible ፈብል ድኹም
solitaire ሶሊተኽ ጽምዋ / ክዉል ሰብ
inquiet ኣንክየ ሻቕሎት