ቃላት ብዛዕባ ምግቢ፣ ፍሩታን፤ እሕምልትን
| la nourriture |
ላ ኑኺቱኽ |
ምግቢ |
| avoir faim |
ኣቯኽ-ፋ |
ምጥማይ |
| manger |
ማንዠ |
ምብላዕ |
| le repas |
ለ ኸፓ |
ምግቢ ናይ መዓልቲ |
| le petit-déjeuner |
ለ ፐቲት ዴዦነ |
ቁርሲ |
| le déjeuner |
ለ ዴዦነ |
ምሳሕ |
| le dîner |
ለ ዲነ |
ድራር |
| le goûter |
ለ ጉተ |
ጠዓሞት / ካሊእ |
| déjeuner |
ዴዦነ |
ቁርሲ ወይከኣ ምሳሕ ምብላዕ |
| dîner |
ዲነ |
ድራር ምብላዕ |
| la soupe |
ላ ሱፕ |
መረቕ |
| le plat principal |
ለ ፕላት |
ቀንድ ምግቢ |
| la salade |
ላ ሳላድ |
ሰላጣ |
| le dessert |
ለ ደዘኽ |
ድሕሪ ቀንዲ ምግቢ ዝዉሰድ |
| la cuisine |
ላ ኩዚን |
ኽሽነ / ምኽሻን |
| la salle à manger |
ላ ሳል ኣ ማንዠ |
ክፍሊ ገዛ መመገቢ |
| le restaurant |
ለ ረስተኾ |
ሬስቱራንት |
| la confiture |
ላ ኮንፊቱኽ |
ዝልከይ ምግቢ (ከም ማርሜላት) |
| le croissant |
ለ ክዃሳን |
ባኒ (ዝተዓጸፈ) |
| la farine |
ላ ፋኺን |
ሕሩጭ |
| les frites |
ሌ ፍኺት |
ዝተጠብሰ ድንሽ (ቺፕስ) |
| l'huile d'olive |
ለ'ዊል ዶ'ሊቭ |
ዘይቲ ናይ ኦላይቭ (ኦልዮዶ ኦሊቫ) |
| la mayonnaise |
ላ ማዮነዝ |
ማዮነዝ |
| la moutarde |
ላ ሙታኽድ |
ሙስታርድ (ዝልከይ ከም ማዮነዝ) |
| un œuf, des œufs |
አ'ፍ / ደ'ዘፍ |
እንቋቕሖ / ኣንቋቕሖታት |
| le pain |
ለ ፓ |
ባኒ |
| le pain grillé |
ለ'ፓ ግኺዬ |
ዝተጥብሰ ስጋ |
| les pâtes |
ሌ ፕላት |
ፓስታ |
| le poivre |
ለ ፗቭኽ |
በርበረ |
| le riz |
ለ ኺ |
ሩዝ |
| la sauce |
ላ ሶስ |
ሶስ (ኣብ ጥቡስ ስጋ ዝልከይ) |
| le sel |
ለ ሰል |
ጨዉ |
| le sucre |
ለ ሱክኽ |
ሽኮር |
| un abricot |
ኣ ኣብኺኮ |
ኣብሪኮት |
| un ananas |
ኣ ኣናና |
ኣናናስ |
| une banane |
ኡን ባናን |
በናና |
| une cerise |
ኡን ክኺስ |
ሸሪ (ብኢንግሊሽ) |
| un citron |
ኣ ሲትኾ |
ለሚን |
| un citron vert |
ኣ ሲትኾ ቨኽ |
ቢጫ ለሚን |
| une fraise |
ኡን ፍኸዝ |
ስትሯቤሪ |
| une framboise |
ኣን ፍኻምቧዝ |
ራስቤሪ |
| une orange |
ኡን ኦኾንዥ |
ኣራንሺ |
| une pastèque |
ኡን ፓስቴክ |
ብርጭቕ |
| une pêche |
ኡን ፔሽ |
ኹኽ |
| une pomme |
ኡን ፖም |
ቱፋሕ |
| un raisin |
ኡን ራዚን |
ወይኒ |
| les asperges |
ለዛ'ስፐርዠዤ |
ኣስፐራጉስ |
| une aubergine |
ኡን ኡበርጂን |
ዘዂኒ መሳሊ (ጸሊም) |
| la carotte |
ላ ካኾ |
ካሮት |
| les épinards |
ለ'ዜፒናኽ |
ሓምለ |
| un haricot |
ኣ ኣኺኮ |
ዓተር |
| un oignon |
ኣ ኦኒዮ |
ሽጉርቲ |
| le maïs |
ለ ማይ |
ዕፉን |
| les petits pois |
ሌ ፐቲ ፗ |
ዓተር (ነኣሽቱ) |
| la pomme de terre |
ላ ፖም ደ ተኽ |
ድንሽ |
| le radis |
ለ ኻዲ |
ቀይሕ ሽጉርቲ |
| la tomate |
ላ ቶማት |
ኮሚደረ |
Our website does not use cookies.