Ferensai.com
French for Tigrinya speakers

ብዛዕባ ጊዜ ዝገልጹ ቃላት

ዝተወሰነ መግለጺ መዓልታት, ኣዋርሕን, ወቕትን

ስም ብትግርኛ ብድምጺ
lundi ሶኒ
mardi ሰሉስ
mercredi ረቡዕ
jeudi ሓሙስ
vendredi ዓርቢ
samedi ቀዳም
dimanche ሰንበት
ናይ አዋርሕ ኣስማት
janvier ጥሪ
février ለካቲት
mars መጋቢት
avril መያዝያ
mai ግንቦት
juin ሰነ
juillet ሓምለ
août ነሓሰ
septembre መስከረም
octobre ጥቅምቲ
novembre ሕዳር
décembre ታሕሳስ
ናይ ወቕቲ ኣስማት
printemps ጽድያ
été ክረምቲ
automne ቀውዒ
hiver ሓጋይ
ንሰዓት ኣቆጻጽራ ዝምልከት
une minute ኡዩን ሚኑት ሓንቲ ደቒቕ
une heure ኡዩን አኽ ሓንቲ ሰዓት
un jour ኣን ዡኽ፣ ኡን ዡኽኔ ሓደ መዓልቲ
መዓልታት ናይ ሰሙን
une semaine ኡዩን ሰማ ሓንቲ ሰሙን (ሰሙን)
un mois ኣን ሟ ሓደ ወርሒ (ወርሒ)
un an, une année ኡን ኣ / ኡዩን ኣኔ ሓደ ዓመት/ ሓንቲ ዓመት
une décennie ኡን ዴሰን ዓሰርተ ዓመታት
un siècle ኣን ስየክል ሚእቲ ዓመታት
un millénaire ኣን ሚሌነኽ ሓደ ሚለንየም (ሓደ ሽሕ ዓመት)
le lever de soleil ለ ለቨ ደ ሶለይ ጸሓይ ምብራቕ
le coucher de soleil ለ ኩሼ ደ ሶለይ ጸሓይ ምዕራብ
l'aube ላዉብ ጸሓይ ምዕራብ
le matin ሎ ማታ ንግሆ
l'après-midi ላፕኸ ሚዲ ድሕሪ ቀትሪ
midi ሚዲ ፍርቂ መዓልቲ
le soir ሎ ስዋኽ ኣጋ ምሸት
la nuit ላ ንዊ ለይቲ
minuit ሚ ንዊ ፍርቂ ለይቲ
መዓልታዊ ጊዜ
avant-hier ኣቮን ኢየኽ ብቕድሚ ትማሊ
hier ኢየኽ ትማሊ
aujourd'hui ኦ ዦኽድዊ ሎሚ (ሎሞዓንቲ)
maintenant መተኖ ሕጂ
demain ዶማ ጽባሕ
après-demain ኣፕኽ ዶማ ድሕሪ ጽባሕ
la veille de ላ ቨይ ደ ቅድሚኣ (ንመዓልትታ ዝምልከት)
le lendemain ለ ላንደማ ድሕሪ / ድሕሪኡ (ንመዓልታት ዝምልከት)
la semaine passée / dernière ላ ሰመን ፓሴ / ደርኒየኽ ዝሓለፈ ሰሙን / መወዳእታ
la semaine prochaine ላ ሰመን ፕሮሻ ትመጽእ ሰሙን (ድሕሪ ሓደ ሰሙን)
il y a peu de temps ኢልያ ኣንፑ ደ ቶን ቅድሚ ቁሩብ ጊዜ / ደቓይቕ
dans un moment ዳን'ዛን ሞሞ ቁሩብ እዋን (ሓንሳብ)
tout à l'heure ቱዩት ኣ ለኽ ቅድሚ / ድሕሪ ቁርብ ጊዜ
tout de suite ቱዩ ድ ስዊ ሕጂ
d'ici une semaine ደ'ኢሲ ኡዩን ሰመን ካብ ሕጂ ሓደ ሰሙን
depuis ደፕዊ ካብ (ካብ)
il y a ኢል ያ ሓሊፉ (..ሓደ ደቒቕ ሓሊፉ)
à l'heure ኣ ለኽ አብ ሰዓት
à temps ኣ ተም ኣብ ጊዜ
à l'époque ኣሌፖክ ቀደም (ኣብቲ እዋን)
en avance ኦን ኣቫንስ ቅድሚት (ምቕዳም)
en retard ኦን ረታኽ ብድሕሪት (ምድንጓይ)
ናይ ግዜ ተደጋጋምነት ዝገልጹ
une fois ኡዩን ፏ ሓንሳብ (ሓንቲ ግዜ ጥራይ)
une fois par semaine ኡዩን ፏ ፓኽ ሰመን ሓንሳብ አብ ሰሙን
quotidien ኮቲድየን መዓልታዊ
tous les jours ቱ ሌ ጁኽ ኩ ሉ መዓልቲ
hebdomadaire ኤብዶማየኽ ሰሙናዊ
toutes les semaines ቱዩት ሌ ሰመን ኩሉ ሰሙን
mensuel መንሱወል ወርሓዊ
annuel አንወል ዓመታዊ