Tigrigna
English
Español

ኣደማምጻን ኣጸሓሕፋን ኣሃዝ ፈረንሳ

ቋንቋ ፈረንሳ ልክዕ ከም እንግሊዘኛ 26 ፊደላት ይርከቡዎ፣ ብተወሳኺ ከኣ ኣክሰንት (accent) ወይ’ከኣ ኣደማምጻ ቃላት ዝቕይሩ ብምልክት ዝተሰነዩ ፊደላት ኣለዉ። እዚ ኣብ ታሕቲ ዝስዕብ ዝርዝር ኣሃዝ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ እዩ፤፤

ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኣሃዝ ካብ A ክሳብ Z ብድምጺ ንምስማዕ ኣብዚ ዝቕጽል ጽቐጥ፤፤

ቀጻሊ ነንሕድሕዶም ፊደላት ፈረንሳይኛ እንታይ አመስሉን፣ ከመይ ክነድምጾም እግበኣና ይገልጽ።

ፊደል ኣናብባ ተወሳኺ ሓበሬታ ድምጺ ንምስማዕ
A ኣ ከም ንበሳ
B ቤ ከም
C ሴ ከም
D ዴ ከም ንማርክ
E ከም ልላዊብድምጺ ተወከስ
F ኤፍ ኤፍ ከም f ኣብ እንግሊዘኛ ወይ ከኣ (ኤፍሬም)
G ከም ዤላቶ
H ኣሽ ኣሽ ከም (ኣሽትሬ)
I ኢ ከም (ትዮፕያ)
J ብድምጺ
K ከም (ቲም)
L ኤል ኤል ከም (ኤልሳ)
M ኤም ኤም ከም m ኣብ እንግሊዘኛ
N ኤን ኤን ከም n ኣብ እንግሊዘኛ
O ኦ ከም
P ፔ ከም ትሮል
Q ኩ ከም (ናት) ብድምጺ ተወከስ
R ኤኽ ኤኽ (ብቕልጣፈ)ብድምጺ ተወከስ
S ኤስ ኤስ ከም s ኣብ እንግሊዘኛ
T ቴ ከም ሆ
U ብድምጺ ተወከስ
V ቬ ከም
W ዱብል ቬ ዱብል ቬብድምጺ ተወከስ
X ኢክስ ኢክስ ከም eks (ብቕልጣፈ) ኣብ እንግሊዘኛ
Y ኢግኼክ ኢግኼክብድምጺ ተወከስ
Z ዜድ ዜድ ከም z ኣብ እንግሊዘኛ