ኣስማት ዝተፈላለዩ እንስሳታት ብፈረንሳይ
ኣስማት አንስሳታት ምስ ጾታዊ ኣጻዋዉዓም (ክንድስሞም)
| ስም እንስሳ | ኣደማምጻ | ትርጉም ብትግርኛ |
| l'ours | ሉ'ኽስ | ድቢ |
| le papillon | ሎ ፓፒዮ | ጽምብላሊዕ |
| le chameau | ሎ ሻመ | ገመል |
| le chat | ሎ ሻ | ድሙ |
| la poule | ላ ፑል | ደርሆ |
| la vache | ላ ቫሽ | ላም |
| le crocodile | ሎ ክኾኮዲል | ሓርገጽ |
| le cerf | ሎ ሰኽፍ | ሚዳቋ |
| le chien | ሎ ሺያ | ከልቢ |
| le dauphin | ሎ ዶፋን | ዶልፊን |
| l'âne | ላ'ን | ኣድጊ |
| le canard | ሎ ካናኽ | ማይ ደርሆ |
| l'aigle | ሌ'ግል | ኳኽ |
| l'éléphant | ሌ'ሌፋን | ሓርማዝ |
| la grenouille | ላ ግኾኑዊ | እንቁርዖብ |
| la girafe | ላ ጂራፍ | ጅራፍ |
| la chèvre | ላ ሸቭኽ | ጤል |
| le cheval | ሎ ሸቫል | ፈረስ |
| le lion | ሎ ሊዮን | ኣንበሳ |
| le lézard | ሎ ሌዛኽ | ጠበቕ |
| le singe | ሎ ሳጅ | ህበይ |
| la souris | ላ ሱኺ | ኣንጭዋ |
| le cochon | ሎ ኮሾ | ሓሰማ |
| le lapin | ሎ ላፓ | ማንቲለ |
| le requin | ሎ ኾካ | ሻርክ |
| le mouton | ሎ ሙቶ | በጊዕ |
| le serpent | ሎ ሰርፓ | ተመን |
| l'araignée | ላ'ኻኜ | ሳሬት |
| la baleine | ላ ባለይን | ዓሳ ነባሪ |
| le loup | ሎ ሉ | ተኹላ |