ስም ናይ ዝተፈላለዩ ዓይነት ክዳዊንቲ
| un manteau |
|
ካቦት (ኮት) |
| un imperméable |
|
ናት ማይ ካቦት |
| un blouson |
|
ጃኬት |
| un anorak |
|
ናት በረድ ጃኬት |
| un pull |
|
ጎልፎ |
| un tee-shirt |
|
ቲ ሸርት |
| un pantalon |
|
ስረ |
| un jean |
|
ጅንስ ስረ |
| un maillot (de bain) |
|
ናይ መሐምበሲ ክዳን |
| un short |
|
ቁምጣ ስረ |
| des chaussettes |
|
ካልሲ |
| des chaussures |
|
ጫማ (ጽምዲ) |
| des tennis |
|
ስኒከር/ኣዲዳስ ጫማ |
| des bottes |
|
ቦት ጫማ |
| des sandales |
|
ሰንደል |
| un pyjama |
|
ፒጃማ |
ብተወሳኺ ክንትቀመሎም ንኽእል ቃላት
J’aime celui-là. እዚኣ ደልየ / ፈትየያ
Merci, je ne fais que regarder. የቕንየለይ፣ ክርኢ ጥራይ እየ ደልየ
Combien? ክንደይ / ክንድየ እዮ?
argent ገንዘብ
caisse ካሽ ረጅስተር
carte de crédit ክረዲት ካርድ
cher ክባር
grand ገጅፍ
large ዓቢ
petit ንእሽቶይ
porte-monnaie ቡርቶፎልዮ
sac ቢርሳ / ሳንጣ
Our website does not use cookies.